ኣብ ሓደጋ ግዜ / ለይትን መዓልትን
- ፖሊስ፡ 112 / ኣምቡላንስ፡ 144
- ናይ ሆስፒታል ናይ ሓደጋ ግዜ ክፍሊ፡ ንዝተጎድኡ ሕክምና ኣብ ናይ ሓደጋ ግዜ ክፍሊ ብዘይቆጸራ ይርከብ እዩ
- ናይ ኣእምሮ ሕክምና ናይ ሓደጋ ግዜ፡ ኣብ www.psy.ch ዝርዝር መራኸቢ ነጥብታት ብዞባ
- · መስመር ቴሌፎን ደገፍ ግዳያት፦ ተሌፎን 031 533 03 03 / ካብ ሰነ 2026 ጀሚሩ ተሌፎን 142።
ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ናይ ሓደጋ ግዜታት ንሓገዝ ኣብዚ ይርከብ።